(ኢሮ) ነታ ርእሰ-ምምሕዳር ክመርሕ ዝጸንሐ ሙሰ ቢሒ ዓብዲ ስዒሩ ኣብቲ ምርጫ ምዕዋቱ ኣፍሊጡ። ኢሮ ዝመርሖ ሃገራዊ ሰልፊ ኣብቲ ምርጫ ብ63.9% ዓብላሊ ድምጺ ክረክብ እንከሎ፡ መቀናቕንቲ ሰልፊ ...
ኣብ ሜክሲኮ ክካየድ ዝቐነየ መበል 73 ዙር ሚስ ዩኒቨርስ ውድድር ቁንጅና ዓለም ዝሓለፈ ቀዳም ምሸት ክዛዘም ከሎ፡ ንደንማርክ ወኪላ ዝተወዳደረት ቪክቶሪያ ተይልቪንግ ቀዳመይቲ ብምውጻእ ዘውዲ ...
ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬን ትማሊ ሰንበት ሓያል ደብዳብ ነፈርቲ ከም ዝፈፀመት ተፈሊጡ። ከባቢያዊ ሰበስልጣን ከም ዝሓበሩዎ በቲ መጥቓዕቲ ሓያሎ ሰባት ከም ዝተቐተሉን ኣብ ስርዓተ ጸዓት ናይታ ሃገር ...
ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ዞባ ሰሜን ጎንደር ካብ ዝርከብ መዓስከር ኣለምዋጭ፣ ሓሙሽተ ኤርትራውያን ስደተኛታት ከምዝተኣሰሩ ተገሊፁ። ካብቲ መዓስከር ንድምፂ ኣመሪካ ርእይቶ ዝሃቡ ስደተኛታት፣ ኣብቲ ዝሓለፈ ...
ኢጣልያ ኣብ ኣልባንያ ኣብ ዝርከቡ ማእኸላት መጽንሒ ስደተኛታት ንምድላው ዘውጽኣቶ ፖሊሲ ሕጋዊ ዕንቅፋት ገጢሙዎ ኣሎ። ኣብ ከተማ ሮማ ዝርከቡ ዳያኑ'ታ ሃገር ነቲ ጉዳይ ናብ ቤት ፍርዲ ፍትሒ ሕብረት ...
ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ዓለም ካልኣይ ቀታሊ ሕማም ኮይኑ ዘሎ ሕማም መንሽሮ ብዝምልከት ኣብ ኣመሪካ ንዝነብሩ ሕብረተሰብ ኣፍልጦ ኣብ ምዕባይ ዝነጥፍ ኤርትራዊ ኣመሪካዊ በዓል ሞያ ሕማም መንሽሮ ዶ/ር ...
ፕረዚደንት ሶማሊላንድ ነበር ኣሕመድ መሓመድ ማሕሙድ ሲላኒዮ ሎሚ ዓርቢ ኣብ መበል 88 ዓመት ዕድሚኦም ከምዝዓረፉ ቴሌቭዥን ሶማሊላንድ ኣፍሊጣ። ንሶም ኣብ 2010 ብድምፂ ህዝቢ ተመሪፆም ንሓሙሽተ ...
ኣርባዕተ ናይ ፖለቲካ እሱራት ናጻ እንተዘይተፈቲሖም ህይወተይ ከጥፍእ `የ ዝበለ ኢራናዊ ተቓላሳይ መሰላት፡ ድሕሪ ሰዓታት ነብሱ ኣጥፊኡ። ንሰበስልጣን እስላማዊ ሪፓብሊክ ኢራን ዝቃወም ኪያኑሽ ሳንጃሪ ...
ምሩጽ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ትማሊ ረቡዕ ትማሊ ረቡዕ ናብ ቤተ መንግስቲ ኣመሪካ ተመሊሶም ንኽልቲኦም ቤት ምኽርታትን ዋይት ሃውስን ብምብፃሕ ነቲ ንኻልኣይ ግዘ ዝዳለውሉ ዘለዉ መዝነቶም ዘለዎም ...
ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ሎሚ ሃገራዊ ምርጫ ክካየድ ውዒሉ። ዞባዊ ውጥሪ ኣብ ዝሓየለሉ እዋን፡ ኣድመጽቲ ፕረዚደንቶም ክመርጹ ውዒሎም ኣለዉ። ኣብ ሶማሊላንድ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ድማ ዝሰዓረ ...