(ኢሮ) ነታ ርእሰ-ምምሕዳር ክመርሕ ዝጸንሐ ሙሰ ቢሒ ዓብዲ ስዒሩ ኣብቲ ምርጫ ምዕዋቱ ኣፍሊጡ። ኢሮ ዝመርሖ ሃገራዊ ሰልፊ ኣብቲ ምርጫ ብ63.9% ዓብላሊ ድምጺ ክረክብ እንከሎ፡ መቀናቕንቲ ሰልፊ ...
ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ዞባ ሰሜን ጎንደር ካብ ዝርከብ መዓስከር ኣለምዋጭ፣ ሓሙሽተ ኤርትራውያን ስደተኛታት ከምዝተኣሰሩ ተገሊፁ። ካብቲ መዓስከር ንድምፂ ኣመሪካ ርእይቶ ዝሃቡ ስደተኛታት፣ ኣብቲ ዝሓለፈ ...
ኣብ ሜክሲኮ ክካየድ ዝቐነየ መበል 73 ዙር ሚስ ዩኒቨርስ ውድድር ቁንጅና ዓለም ዝሓለፈ ቀዳም ምሸት ክዛዘም ከሎ፡ ንደንማርክ ወኪላ ዝተወዳደረት ቪክቶሪያ ተይልቪንግ ቀዳመይቲ ብምውጻእ ዘውዲ ...
The code has been copied to your clipboard.
ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬን ትማሊ ሰንበት ሓያል ደብዳብ ነፈርቲ ከም ዝፈፀመት ተፈሊጡ። ከባቢያዊ ሰበስልጣን ከም ዝሓበሩዎ በቲ መጥቓዕቲ ሓያሎ ሰባት ከም ዝተቐተሉን ኣብ ስርዓተ ጸዓት ናይታ ሃገር ...
ፕረዚደንት ሰሪል ራማፎዛ ኣብ መንጎ ፖሊስን ብኣማኢት ዝቑጸሩ ኣብ ጎድጓድ ዘለዉ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ማዕድን ዘውፅኡ ዝነበሩን ዘሎ ምፍጣጥ ንህይወት ሰባት ኣብ ሓደጋ ዘውድቅ ክኸዉን የብሉን ብምባል ...
ኣብ ከተማ ቤይሩት ዝተኻየደ ደብዳብ ነፈርቲ ንሓላፊ መሓውራት ዜና ሕዝቦላህ ሓዊሱ ሽዱሽተ ሰባት ድሕሪ ምቕታሉ ኣብያተ ትምህርቲ'ታ ከተማ ሎሚ ሰኑይ ተዓጽየን ውዒለን ኣለዋ።። እቲ መጥቃዕታት ነፈርቲ ...
ኢጣልያ ኣብ ኣልባንያ ኣብ ዝርከቡ ማእኸላት መጽንሒ ስደተኛታት ንምድላው ዘውጽኣቶ ፖሊሲ ሕጋዊ ዕንቅፋት ገጢሙዎ ኣሎ። ኣብ ከተማ ሮማ ዝርከቡ ዳያኑ'ታ ሃገር ነቲ ጉዳይ ናብ ቤት ፍርዲ ፍትሒ ሕብረት ...
The code has been copied to your clipboard.
ፕረዚደንት ሶማሊላንድ ነበር ኣሕመድ መሓመድ ማሕሙድ ሲላኒዮ ሎሚ ዓርቢ ኣብ መበል 88 ዓመት ዕድሚኦም ከምዝዓረፉ ቴሌቭዥን ሶማሊላንድ ኣፍሊጣ። ንሶም ኣብ 2010 ብድምፂ ህዝቢ ተመሪፆም ንሓሙሽተ ...
ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ዓለም ካልኣይ ቀታሊ ሕማም ኮይኑ ዘሎ ሕማም መንሽሮ ብዝምልከት ኣብ ኣመሪካ ንዝነብሩ ሕብረተሰብ ኣፍልጦ ኣብ ምዕባይ ዝነጥፍ ኤርትራዊ ኣመሪካዊ በዓል ሞያ ሕማም መንሽሮ ዶ/ር ...
ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ሎሚ ሃገራዊ ምርጫ ክካየድ ውዒሉ። ዞባዊ ውጥሪ ኣብ ዝሓየለሉ እዋን፡ ኣድመጽቲ ፕረዚደንቶም ክመርጹ ውዒሎም ኣለዉ። ኣብ ሶማሊላንድ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ድማ ዝሰዓረ ...